(ኮሌራ) 15 ሰባት ከምዝሞቱ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ክልል ኣፍሊጡ።እቲ ለበዳ ፈለማ ኣብ ዝተራኣየሉ ዞባ ኑዌር ግና ክሳዕ ሎሚ በቲ ሕማም 18 ሰባት ከምዝሞቱ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ዞባ ኣቶ ...
"ንሸሪ፡ ካልኦት ህልዋትን ምዉታትን ክንመልሶም ብትብዓት ክንስርሕ ኢና። ሓማስ’ውን ነቲ ጨካንን እከይን ግብሩ ከቢድ ዋጋ ከምዘኽፍሎ ክነረጋጽ ኢና" ኢሎም። ሓማስ ሎሚ ዓርቢ ብመሰረት ዝሃቦ መግለጺ ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰሓርቲ፣ ናይ ሓደ ጣብያ ኣመሓዳሪ ማህተም ብሓይሊ ዝመንዝዑ ሓይልታት ፀጥታ ምስ ነበርቲ ብዝፈጠርዎ ተፃብኦ 17 ሰባት ጉድኣት በፂሕዎም ክብሉ ብግዜያዊ ምምሕዳር ኣመሓዳሪ ...
ላዕለዎት ዲፕሎማት ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝተፈረመ ናይ መረዳድኢ ሰነድ ዝተወልዐ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ናይ መጀመርታ ዙር ቴክንካዊ ዝርርብ ምክያዶም ቱርክየ ምግላጻ ...
ተወከልቲ ዩክሬን ኣብ ዘይተረኽቡሉ፡ ብሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ሩስያን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ርክብ ኣካዪዱ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ነቲ ንኣስታት ...
ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብዝሃቦ መግለፂ፡ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዝግበር ፃዕሪ ብሰንኪ ዋሕዲ ገንዘብ ይዕንቀፍ ምህላዉ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ቀረባ ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝሓለፉ ፍርቂ ዓመተ 2017፡ 89 ዳያኑ ካብ ስራሕ ምልቃቖም ገሊፁ። ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቶ ኣለም ኣግደው ጸብጻብ መፋርቕ'ዚ ዓመት ...
ንብረት መንገዲ ኣየር ደልታ ዝዀነት ነፋሪት መጓዓዝያ ህዝቢ፡ ብሰኑይ ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ቶሮንቶ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም 19 ከም ዝቖሰሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እታ ነፋሪት ...
ኣብ መቐለ ኣብ ዝነበረ ኣከባብራ፡ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል “ሓጋዊ ሰውነት ህወሓት ዘይምምላስ ናበ ዘየድሊ ምስሕሓብ ዘእቱን ሰምምዕነት ፕሪቶርያ ኣብ ሓደጋ ዘእቱን እዩ፡” ኢሎም። ...
ፕረዚደንት ፈረሳይ ኢማኑወል ማክሮን ብዝጸውዖ ህጹጽ ኣኼባ፡ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሎሚ ሰኑይ ንጸጥታ እቲ ደምበን ጉዳይ ዩክሬንን ኣመልኪቶም ኣብ ፓሪስ ይጋብኡ ኣለዉ። ኣብዚ ብሪጣንያ’ውን ...